ዘዳግም 10:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሆዋ ኣምላኽኩምሲ ኣምላኽ ኣማልኽቲ፡+ ጐይታ ጐይተት፡ ዓብይን ሓያልን ዜፍርህን ኣምላኽ፡ ዘየዳሉን+ ጉቦ ዘይቅበልን እዩ። መዝሙር 99:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ዜፍርህን ቅዱስን እዩ እሞ፡ነቲ ዓብዪ ስምካ ይወድስዎ።+