ነህምያ 1:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ናባይ እንተ ተመሊስኩም፡ ትእዛዛተይ ከኣ እንተ ሓሊኹምን እንተ ተኣዚዝኩምን ግና፡ እቶም እተበተኑ ህዝብኹም ኣብ ወሰን ሰማያት እኳ እንተ ዚህልዉ፡ ካብኡ ኽእክቦም፡+ ናብታ ስመይ ከንብረላ ዝሓረኽዋ ቦታ ድማ ከምጽኦም እየ።’+ ግብሪ ሃዋርያት 3:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 “እምበኣር፡ ሓጢኣትኩም ምእንቲ ኺድምሰሰልኩም፡+ ካብ የሆዋ ባዕሉ* ኸኣ እዋን ዕረፍቲ ምእንቲ ኺመጸልኩም፡ ተነስሑን+ ተመለሱን፣+
9 ናባይ እንተ ተመሊስኩም፡ ትእዛዛተይ ከኣ እንተ ሓሊኹምን እንተ ተኣዚዝኩምን ግና፡ እቶም እተበተኑ ህዝብኹም ኣብ ወሰን ሰማያት እኳ እንተ ዚህልዉ፡ ካብኡ ኽእክቦም፡+ ናብታ ስመይ ከንብረላ ዝሓረኽዋ ቦታ ድማ ከምጽኦም እየ።’+