ህዝቅኤል 33:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ‘“ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡ “እኩይ መገዱ ቐዪሩ+ ብህይወት ኪነብር እምበር፡+ ብሞት እኩይ ባህ ኣይብለንን እዩ።+ ካብ ክፉእ መገድታትኩም ተመለሱ፡ ተመለሱ፣+ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ስለምንታይከ እትሞቱ፧”’+ በሎም። ኤፌሶን 4:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እምበኣር፡ ነቲ ኸምቲ ኣቐዲሙ ዝነበረ ኣነባብራኹም ዝዀነ ብዜታልል ትምኒቱ ዚበላሾ+ ኣረጊት ስብእና+ ኽትቅንጥጡ ተማሂርኩም ኢኹም።
11 ‘“ከምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡ “እኩይ መገዱ ቐዪሩ+ ብህይወት ኪነብር እምበር፡+ ብሞት እኩይ ባህ ኣይብለንን እዩ።+ ካብ ክፉእ መገድታትኩም ተመለሱ፡ ተመለሱ፣+ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ስለምንታይከ እትሞቱ፧”’+ በሎም።