እያሱ 10:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ጊብዖን ከም ሓንቲ ኻብተን ከተማታት ነገስታት ዓባይ ከተማ ስለ ዝነበረት፡ ኣዝዩ ፈርሀ።+ ንሳስ ካብ ዓይ+ እኳ ትዓቢ ነበረት፡ ኵሎም ሰባ እውን ጀጋኑ ነበሩ።
2 ጊብዖን ከም ሓንቲ ኻብተን ከተማታት ነገስታት ዓባይ ከተማ ስለ ዝነበረት፡ ኣዝዩ ፈርሀ።+ ንሳስ ካብ ዓይ+ እኳ ትዓቢ ነበረት፡ ኵሎም ሰባ እውን ጀጋኑ ነበሩ።