-
ዘዳግም 20:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 “ምስ ጸላእትኻ ኽትዋጋእ እንተ ኼድካ፡ ኣፍራስን ሰረገላታትን ካባኻ ዚበዝሕ ሰራዊትን ድማ እንተ ርኢኻ፡ እቲ ኻብ ግብጺ ዘውጽኣካ የሆዋ ኣምላኽካ ምሳኻ እዩ እሞ፡ ኣይትፍርሃዮም።+