እያሱ 16:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንደቂ ዮሴፍ+ ዝበጽሖም ዕጫ፡+ ካብ ዮርዳኖስ ናይ ያሪኮ ናብቲ ብምብራቕ ያሪኮ ዘሎ ማያት፡ ካብ ያሪኮ ናብ ኣኽራን ቤት-ኤል ዜደይብ በረኻ እዩ።+ እያሱ 16:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ናብ ምዕራብ ናብ ዶብ ያፍለጣውያን ድማ፡ ክሳብ ዶብ ታሕተዋይ ቤት-ሖሮንን+ ጌዘርን+ ወረደ፡ ኣብ ባሕሪ ኸኣ ኣብቅዐ። እያሱ 18:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንነገድ ብንያም ከከም ዓሌቶም ዕጫ ወጸሎም፣ እቲ ብዕጫ ዝወጸሎም ዓዲ ኸኣ ኣብ መንጎ ደቂ ይሁዳን+ ኣብ መንጎ ደቂ ዮሴፍን+ ነበረ። እያሱ 18:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ካብኡ ድማ እቲ ዶብ ናብ ሉዝ፡ ናብ ደቡባዊ ዓቐበት ሉዝ፡ ንሳ ኸኣ ቤት-ኤል፡+ ሓለፈ፣ እቲ ዶብ በቲ ኣብ ደቡብ ታሕተዋይ ቤት-ሖሮን+ ዘሎ ኸረን ኣቢሉ ናብ ዓጣሮት-ኣዳር+ ወረደ።
13 ካብኡ ድማ እቲ ዶብ ናብ ሉዝ፡ ናብ ደቡባዊ ዓቐበት ሉዝ፡ ንሳ ኸኣ ቤት-ኤል፡+ ሓለፈ፣ እቲ ዶብ በቲ ኣብ ደቡብ ታሕተዋይ ቤት-ሖሮን+ ዘሎ ኸረን ኣቢሉ ናብ ዓጣሮት-ኣዳር+ ወረደ።