ዘዳግም 7:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ነገስታቶም ኣብ ኢድካ ኺህበካ እዩ፣+ ንስኻ ኸኣ ስማቶም ካብ ትሕቲ ሰማያት ከተጥፍእ ኢኻ።+ ክሳዕ እተጽንቶም፡+ ኪቃወመካ ዚኽእል የልቦን።+ ዘዳግም 31:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ቀቅድሜኻ ዚሳገር የሆዋ ኣምላኽካ እዩ፣ ነዞም ኣህዛብ እዚኦም ካብ ቅድሜኻ ዜጥፍኦም እውን ንሱ እዩ፣ ንስኻ ድማ ክትሰጕጎም ኢኻ።+ ከምቲ የሆዋ ዝበሎ፡ መሪሑ ዜሳግረካ እያሱ እዩ።+
3 ቀቅድሜኻ ዚሳገር የሆዋ ኣምላኽካ እዩ፣ ነዞም ኣህዛብ እዚኦም ካብ ቅድሜኻ ዜጥፍኦም እውን ንሱ እዩ፣ ንስኻ ድማ ክትሰጕጎም ኢኻ።+ ከምቲ የሆዋ ዝበሎ፡ መሪሑ ዜሳግረካ እያሱ እዩ።+