መሳፍንቲ 6:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እስራኤል ዘርኢ ምስ ዚዘርእ፡ ሚድያንን ኣማሌቅን+ ደቂ ምብራቕን+ የጥቅዕዎም ነበሩ። መሳፍንቲ 7:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ሚድያንን ኣማሌቅን ኵሎም ደቂ ምብራቕን ድማ፡+ ከም ዕስለ ኣንበጣ ነቲ ጐልጐል ስንጭሮ ሸፊኖምዎ ነበሩ፣ ኣግማሎም ከኣ ቍጽሪ ዘይብለን፡+ ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻ ዝምብዛሐን ነበራ።
12 ሚድያንን ኣማሌቅን ኵሎም ደቂ ምብራቕን ድማ፡+ ከም ዕስለ ኣንበጣ ነቲ ጐልጐል ስንጭሮ ሸፊኖምዎ ነበሩ፣ ኣግማሎም ከኣ ቍጽሪ ዘይብለን፡+ ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻ ዝምብዛሐን ነበራ።