ኤርምያስ 2:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 እቶም ዝገበርካዮም ኣማልኽትኻ ደኣ ኣበይ ኣለዉ፧+ ኦ ይሁዳ፡ ኣማልኽትኻ ኸም ከተማታትካ ብዙሓት ኰይኖም እዮም እሞ፡ብግዜ መዓትካ ኼድሕኑኻ ዚኽእሉ እንተ ዀይኖምሲ ይተንስኡ።+
28 እቶም ዝገበርካዮም ኣማልኽትኻ ደኣ ኣበይ ኣለዉ፧+ ኦ ይሁዳ፡ ኣማልኽትኻ ኸም ከተማታትካ ብዙሓት ኰይኖም እዮም እሞ፡ብግዜ መዓትካ ኼድሕኑኻ ዚኽእሉ እንተ ዀይኖምሲ ይተንስኡ።+