መሳፍንቲ 19:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ኣብ እስራኤል ንጉስ ኣብ ዘይነበረሉ ግዜ፡+ ሽዑ ኣብ ግሉል ክፋል ኣኽራን ኤፍሬም+ ዚነብር ዝነበረ ሓደ ሌዋዊ፡ ካብ ቤት-ልሄም+ ናይ ይሁዳ ሰበይቲ ወሰን ወሰደ። 2 እታ ሰበይቲ ወሰኑ ግና መንዘረት፣ ሓዲጋቶ ኸኣ ናብ ቤት ኣቦኣ ናብ ቤት-ልሄም ናይ ይሁዳ ኸደት። ኣርባዕተ ወርሒ ድማ ኣብኣ ጸንሐት።
19 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ኣብ እስራኤል ንጉስ ኣብ ዘይነበረሉ ግዜ፡+ ሽዑ ኣብ ግሉል ክፋል ኣኽራን ኤፍሬም+ ዚነብር ዝነበረ ሓደ ሌዋዊ፡ ካብ ቤት-ልሄም+ ናይ ይሁዳ ሰበይቲ ወሰን ወሰደ። 2 እታ ሰበይቲ ወሰኑ ግና መንዘረት፣ ሓዲጋቶ ኸኣ ናብ ቤት ኣቦኣ ናብ ቤት-ልሄም ናይ ይሁዳ ኸደት። ኣርባዕተ ወርሒ ድማ ኣብኣ ጸንሐት።