1 ሳሙኤል 9:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “ጽባሕ ከምዛ ግዜ እዚኣ ኻብ ምድሪ ብንያም ሓደ ሰብኣይ ክሰድደልካ እየ።+ ንዕኡ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኪኸውን ቅብኣዮ፣+ ንሱ ድማ ንህዝበይ እስራኤል ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ኬድሕኖ እዩ። ኣውያቶምሲ ናባይ በጺሑ እዩ፡ ጸበባ ህዝበይ ድማ ርእየ ኣለኹ።”+ 1 ሳሙኤል 10:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሽዑ፡ ሳሙኤል ሓደ መቐርሰሚቶ ዘይቲ ወሲዱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ ሳኦል ኣፍሰሶ።+ ስዒሙ ድማ ከምዚ በሎ፦ “የሆዋ ኣብ ልዕሊ ርስቱ+ መራሒ ኽትከውን ደይኰነን ዝቐብኣካ፧+
16 “ጽባሕ ከምዛ ግዜ እዚኣ ኻብ ምድሪ ብንያም ሓደ ሰብኣይ ክሰድደልካ እየ።+ ንዕኡ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኪኸውን ቅብኣዮ፣+ ንሱ ድማ ንህዝበይ እስራኤል ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ኬድሕኖ እዩ። ኣውያቶምሲ ናባይ በጺሑ እዩ፡ ጸበባ ህዝበይ ድማ ርእየ ኣለኹ።”+
10 ሽዑ፡ ሳሙኤል ሓደ መቐርሰሚቶ ዘይቲ ወሲዱ ኣብ ልዕሊ ርእሲ ሳኦል ኣፍሰሶ።+ ስዒሙ ድማ ከምዚ በሎ፦ “የሆዋ ኣብ ልዕሊ ርስቱ+ መራሒ ኽትከውን ደይኰነን ዝቐብኣካ፧+