-
ዘጸኣት 17:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 የሆዋ ድማ ንሙሴ፡ “እዚ ንመዘከርታ ኣብ መጽሓፍ ጽሓፎ፡ ንእያሱ እውን ድገመሉ፦ ‘ንዝኽሪ ኣማሌቅ ካብ ትሕቲ ሰማያት ፈጺመ ኽድምስሶ እየ’” በሎ።+
-
-
1 ዜና መዋእል 4:43መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
43 ነቶም ኣምሊጦም ዝተረፉ ኣማሌቃውያን+ ከኣ ወቕዕዎም፣ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ድማ ኣብኣ ይነብሩ ኣለዉ።
-