1 ሳሙኤል 20:42 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 ዮናታን ከኣ ንዳዊት፡ “‘የሆዋ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ ዘርአይን ኣብ መንጎ ዘርእኻን ንዘለኣለም ይኹን’+ ኢልና ኽልቴና ብስም የሆዋ ስለ እተማሓሓልና፡+ ብሰላም ኪድ” በሎ። ሽዑ፡ ዳዊት ተንሲኡ ኸደ፡ ዮናታን ድማ ናብ ከተማ ተመልሰ።
42 ዮናታን ከኣ ንዳዊት፡ “‘የሆዋ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ ዘርአይን ኣብ መንጎ ዘርእኻን ንዘለኣለም ይኹን’+ ኢልና ኽልቴና ብስም የሆዋ ስለ እተማሓሓልና፡+ ብሰላም ኪድ” በሎ። ሽዑ፡ ዳዊት ተንሲኡ ኸደ፡ ዮናታን ድማ ናብ ከተማ ተመልሰ።