1 ሳሙኤል 20:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንሱ ኸም ርእሱ* ገይሩ ይፈትዎ ነበረ እሞ፡ ዮናታን ንዳዊት ከም ብሓድሽ በቲ ንዕኡ ዘለዎ ፍቕሪ ኣምሓሎ።+ 1 ሳሙኤል 20:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ብዛዕባ እቲ ኣነን ንስኻን ዝኣቶናዮ ቓል፡+ የሆዋ ንዘለኣለም ኣብ መንጎና ይኹን።”+