-
መሳፍንቲ 6:39መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
39 ጊዴዎን ግና ንናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ “ሓንሳእ ጥራይ ክዛረብ፡ ቍጥዓኻ ኣባይ ኣይንደድ። በጃኻ፡ በቲ ጸምሪ ሓንሳእ ጥራይ ክፍትን። በጃኻ፡ እቲ ጸምሪ ጥራይ ንቑጽ፡ ኣብ ልዕሊ ዅላ እታ ምድሪ ኸኣ ኣውሊ ይኹን” በሎ።