1 ሳሙኤል 17:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ዳዊት ከኣ ነቶም ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ሰባት፡ “እቲ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ዚቐትሎ እሞ ኻብ እስራኤል ጸርፊ ዜርሕቕ ሰብኣይ እንታይ ኪግበረሉ እዩ፧ ንሰልፈኛታት እቲ ህያው ኣምላኽ ዜባጭወሎምሲ* እዚ ዘይግዙር ፍልስጥኤማዊ እዚ መን እዩ፧” በሎም።+ 2 ሳሙኤል 1:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኣዋልድ ፍልስጥኤማውያን ከይሕጐሳ፡ኣዋልድ እቶም ዘይግዙራት ከይፍስሃስ፡ኣብ ጋት ኣይትንገሩ፡+ኣብ ጐደናታት ኣሽቀሎን እውን ኣይተውርዩ።
26 ዳዊት ከኣ ነቶም ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ሰባት፡ “እቲ ነቲ ፍልስጥኤማዊ ዚቐትሎ እሞ ኻብ እስራኤል ጸርፊ ዜርሕቕ ሰብኣይ እንታይ ኪግበረሉ እዩ፧ ንሰልፈኛታት እቲ ህያው ኣምላኽ ዜባጭወሎምሲ* እዚ ዘይግዙር ፍልስጥኤማዊ እዚ መን እዩ፧” በሎም።+