1 ሳሙኤል 24:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 የሆዋ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ይፍረድ፣+ የሆዋ ኸኣ ንዓኻ ሕነ ይፍደየለይ፣+ ኢደይ ግና ኣንጻርካ ኣይክትከውንን እያ።+ 1 ሳሙኤል 26:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ሳኦል ድማ ንዳዊት፡ “ዳዊት ወደይ፡ ተባረኽ። ብርግጽሲ ዓብዪ ነገራት ክትገብር ኢኻ፣ ብርግጽ እውን ክትዕወት ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።+ ዳዊት ከኣ መገዱ ኸደ፣ ሳኦል ድማ ናብ ቦታኡ ተመልሰ።+ 2 ሳሙኤል 12:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ናታን ከኣ ንዳዊት ከምዚ በሎ፦ “እቲ ሰብኣይ ንስኻ ኢኻ። የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ ‘ኣነ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ክትከውን ቀቢአካ፣+ ካብ ኢድ ሳኦል ዘናገፍኩኻ እውን ኣነ እየ።+ መዝሙር 34:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 መልኣኽ የሆዋ ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር፡+የናግፎም እውን።+
25 ሳኦል ድማ ንዳዊት፡ “ዳዊት ወደይ፡ ተባረኽ። ብርግጽሲ ዓብዪ ነገራት ክትገብር ኢኻ፣ ብርግጽ እውን ክትዕወት ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።+ ዳዊት ከኣ መገዱ ኸደ፣ ሳኦል ድማ ናብ ቦታኡ ተመልሰ።+
7 ናታን ከኣ ንዳዊት ከምዚ በሎ፦ “እቲ ሰብኣይ ንስኻ ኢኻ። የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ ‘ኣነ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ክትከውን ቀቢአካ፣+ ካብ ኢድ ሳኦል ዘናገፍኩኻ እውን ኣነ እየ።+