2 ሳሙኤል 22:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ዳዊት ድማ በታ የሆዋ ኻብ ኢድ ኵሎም ጸላእቱን+ ካብ ኢድ ሳኦልን ዘናገፎ መዓልቲ፡+ ንየሆዋ ቓላት እዚ መዝሙር እዚ ተዛረቦ።+ መዝሙር 18:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ንጸላእተይ ስዒበ ኸርክቦም፡ክሳዕ ዚድምሰሱ ድማ ኣይክምለስን እየ።