ዘጸኣት 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሽዑ፡ ሙሴን እስራኤላውያንን ንየሆዋ ኸምዚ ኢሎም ዘመሩሉ፦+ “ኣዝዩ ልዕል ኢሉ ኣሎ እሞ፡ ንየሆዋ ኽዝምረሉ እየ።+ ንፈረስን ንተወጣሒኡን ናብ ባሕሪ ደርብዩ እዩ።+ መሳፍንቲ 5:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ዴቦራ+ ምስ ባራቅ+ ወዲ ኣቢኖዓም ኰይና እዚ መዝሙር እዚ ዘመረት፦+
15 ሽዑ፡ ሙሴን እስራኤላውያንን ንየሆዋ ኸምዚ ኢሎም ዘመሩሉ፦+ “ኣዝዩ ልዕል ኢሉ ኣሎ እሞ፡ ንየሆዋ ኽዝምረሉ እየ።+ ንፈረስን ንተወጣሒኡን ናብ ባሕሪ ደርብዩ እዩ።+