-
ዘሁልቍ 23:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ነቲ ዚብሎስ ኣይገብሮንዶ፧
ነቲ ዚዛረቦስ ኣይፍጽሞንዶ፧+
-
-
መዝሙር 89:35መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
35 ብቕድስናይ ሓንሳእ ንሓዋሩ ምሒለ እየ፣
ንዳዊት ኣይክሕስዎን እየ።+
-
-
መዝሙር 132:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 የሆዋ ንዳዊት ምሒሉሉ እዩ፣
ብርግጽ ድማ ቃሉ ኣይኪዓጽፍን እዩ።
-