ኤፌሶን 5:25, 26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ኣቱም ሰብኡት፡ ከምቲ ክርስቶስ ነታ ጉባኤ ዘፍቀራን ርእሱ ምእንታኣ ኣሕሊፉ ዝሃበን፡+ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ፣+ 26 ንሱ በቲ ቓል ገይሩ ብማይ ብምሕጻብ ኣጽርዩ ምእንቲ ኪቕድሳ፡+ 1 ተሰሎንቄ 5:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ ምሉእ ብምሉእ ይቐድስኩም። ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን መንፈስኩምን ነፍስኹምን* ሰብነትኩምን ብምሉኡ ጥዑይ ኰይኑ ብዘይ መንቅብ ይተሓሎ።+ 2 ተሰሎንቄ 2:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ግናኸ፡ ኣቱም ብየሆዋ* እተፈቐርኩም ኣሕዋትና፡ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ ብመንፈሱ ብምቕዳስን+ በታ ኣብ ሓቂ ዘላትኩም እምነትን ንድሕነት ስለ ዝሓረየኩም፡+ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ከነመስግኖ ይግብኣና እዩ። 1 ጴጥሮስ 1:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ንሓቂ ብዘሎኩም ተኣዛዝነት ርእስኹም* ካብ ኣንጻህኩም እሞ ግብዝና ዘይብላ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኻብ ሃለወትኩም፡+ ካብ ልቢ፡ ንሓድሕድኩም ኣጸቢቕኩም ተፋቐሩ።+
25 ኣቱም ሰብኡት፡ ከምቲ ክርስቶስ ነታ ጉባኤ ዘፍቀራን ርእሱ ምእንታኣ ኣሕሊፉ ዝሃበን፡+ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ፣+ 26 ንሱ በቲ ቓል ገይሩ ብማይ ብምሕጻብ ኣጽርዩ ምእንቲ ኪቕድሳ፡+
23 ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ ምሉእ ብምሉእ ይቐድስኩም። ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን መንፈስኩምን ነፍስኹምን* ሰብነትኩምን ብምሉኡ ጥዑይ ኰይኑ ብዘይ መንቅብ ይተሓሎ።+
13 ግናኸ፡ ኣቱም ብየሆዋ* እተፈቐርኩም ኣሕዋትና፡ ኣምላኽ ካብ መጀመርታ ብመንፈሱ ብምቕዳስን+ በታ ኣብ ሓቂ ዘላትኩም እምነትን ንድሕነት ስለ ዝሓረየኩም፡+ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ከነመስግኖ ይግብኣና እዩ።
22 ንሓቂ ብዘሎኩም ተኣዛዝነት ርእስኹም* ካብ ኣንጻህኩም እሞ ግብዝና ዘይብላ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኻብ ሃለወትኩም፡+ ካብ ልቢ፡ ንሓድሕድኩም ኣጸቢቕኩም ተፋቐሩ።+