መክብብ 9:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ፍቕሮምን ጽልኦምን ቅንኦምን እውን ድሮ ጠፊኡ እዩ፣ ኣብቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ነገር እውን ደጊም ግደ የብሎምን።+