-
2 ሳሙኤል 20:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ንጉስ ድማ ንዓማሳ፡+ “ንሰብ ይሁዳ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ኣኽትተለይ፣ ንስኻ እውን ኣብዚ ተረኸብ” በሎ።
-
-
2 ሳሙኤል 20:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ዓማሳ ነቲ ኣብ ኢድ ዮኣብ ዝነበረ ሰይፊ ኣይተጠንቀቐሉን፣ ዮኣብ ድማ ብእኡ ገይሩ ኸብዱ ወግኦ እሞ፡+ ኣምዑቱ ናብ ምድሪ ተዛሕዝሐ። መሊሱ ኺወግኦ እውን ኣየድለዮን፣ ንምቕታሉ ሓንሳእ ኣኸሎ። ዮኣብን ሓዉ ኣቢሻይን ከኣ ንሸባ ወዲ ቢክሪ ሰጐጕዎ።
-