2 ሳሙኤል 17:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ኣቤሴሎም ድማ ኣብ ክንዲ ዮኣብ+ ንዓማሳ+ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ገበሮ፣ ዓማሳ ኸኣ ወዲ ዪትራ ዝስሙ እስራኤላዊ ሰብኣይ እዩ፣ ንሱ ድማ ናብ ኣቢጋይል+ ጓል ናሓሽ፡ ሓብቲ ጽሩያ ኣደ ዮኣብ፡ ኣትዩ ነበረ። 1 ዜና መዋእል 2:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣሓቶም ከኣ ጽሩያን ኣቢጋይልን+ እየን። ደቂ ጽሩያ፡ ኣቢሻይን+ ዮኣብን+ ዓሳሄልን፡+ ሰለስተ እዮም። 17 ኣቢጋይል ድማ ንዓማሳ+ ወለደት፣ ኣቦ ዓማሳ ኸኣ፡ የተር ዚብሃል እስማኤላዊ እዩ።
25 ኣቤሴሎም ድማ ኣብ ክንዲ ዮኣብ+ ንዓማሳ+ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ገበሮ፣ ዓማሳ ኸኣ ወዲ ዪትራ ዝስሙ እስራኤላዊ ሰብኣይ እዩ፣ ንሱ ድማ ናብ ኣቢጋይል+ ጓል ናሓሽ፡ ሓብቲ ጽሩያ ኣደ ዮኣብ፡ ኣትዩ ነበረ።
16 ኣሓቶም ከኣ ጽሩያን ኣቢጋይልን+ እየን። ደቂ ጽሩያ፡ ኣቢሻይን+ ዮኣብን+ ዓሳሄልን፡+ ሰለስተ እዮም። 17 ኣቢጋይል ድማ ንዓማሳ+ ወለደት፣ ኣቦ ዓማሳ ኸኣ፡ የተር ዚብሃል እስማኤላዊ እዩ።