2 ሳሙኤል 5:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ዳዊት ድማ፡ የሆዋ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ገይሩ ኸም ዘጽንዖ፡+ ነታ መንግስቱ እውን ምእንቲ ህዝቡ እስራኤል ኢሉ+ ልዕል ከም ዘበላ ፈለጠ።+ 2 ሳሙኤል 7:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣብ እትኸዶ ዘበለ ኸኣ ምሳኻ ክኸውን እየ፣+ ንዅሎም ጸላእትኻ እውን ካብ ቅድሜኻ ኸጥፍኦም እየ።+ ንዓኻ ድማ ከም ስም እቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ዓበይቲ ሰባት፡ ዓብዪ ስም ክገብረልካ እየ።+
9 ኣብ እትኸዶ ዘበለ ኸኣ ምሳኻ ክኸውን እየ፣+ ንዅሎም ጸላእትኻ እውን ካብ ቅድሜኻ ኸጥፍኦም እየ።+ ንዓኻ ድማ ከም ስም እቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ዓበይቲ ሰባት፡ ዓብዪ ስም ክገብረልካ እየ።+