-
ምሳሌ 3:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ጥበብ ዚረክብ፡
ምስትውዓል እውን ዜጥሪ ሰብ ሕጉስ እዩ፣+
-
ምሳሌ 3:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ኣብ የማነይታ ነዊሕ ዕድመ፡
ኣብ ጸጋመይታ ኸኣ ሃብትን ክብርን ኣሎ።
-
-
-