2 ሳሙኤል 15:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ሑሻይ ፈታው* ዳዊት ከኣ፡+ ኣቤሴሎም ናብ የሩሳሌም ኪኣቱ ኸሎ፡ ናብ ከተማ ኸደ። 1 ዜና መዋእል 27:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ኣሒቶፌል+ ድማ ኣማኻሪ ንጉስ ነበረ፣ ሑሻይ+ እቲ ኣርካዊ ኸኣ፡ ፈታው* ንጉስ ነበረ።