2 ዜና መዋእል 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ድሕርዚ፡ ብእኡ ምእንቲ ኺሕጸቡ ዓሰርተ ገበራ ገይሩ፡ ሓሙሽተ ብየማን፡ ሓሙሽተ ድማ ብጸጋም ኣንበረ።+ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን ነገር ከኣ ኣብኡ ይሓጽቡ ነበሩ።+ እቲ ባሕሪ ግና፡ እቶም ካህናት ዚሕጸቡሉ ዝነበረ እዩ።+ 2 ዜና መዋእል 4:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ነቲ ባሕሪ ድማ ብሸነኽ የማን፡ ናብ ደቡባዊ ምብራቕ ኣቢሉ ኣንበሮ።+
6 ድሕርዚ፡ ብእኡ ምእንቲ ኺሕጸቡ ዓሰርተ ገበራ ገይሩ፡ ሓሙሽተ ብየማን፡ ሓሙሽተ ድማ ብጸጋም ኣንበረ።+ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን ነገር ከኣ ኣብኡ ይሓጽቡ ነበሩ።+ እቲ ባሕሪ ግና፡ እቶም ካህናት ዚሕጸቡሉ ዝነበረ እዩ።+