-
ዘሌዋውያን 1:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ኣምዑቱን ኣእጋሩን ግና ብማይ ይተሓጸብ፣ እቲ ኻህን ከኣ ንዅሉ፡ ኣብቲ መሰውኢ ንዚሓርር መስዋእቲ፡ ንየሆዋ ጥዑም ዝጨናኡ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኪኸውን የሕርሮ።+
-
-
ዘሌዋውያን 9:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ነቲ ኣምዑትን ነቲ ኣእጋርን ሓጺቡ ኸኣ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ፡ ኣብቲ መሰውኢ ኣሕረሮ።
-