ዘጸኣት 34:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ንሱ ድማ ኣብኡ ምስ የሆዋ 40 መዓልትን 40 ለይትን ገበረ። እንጌራ ኣይበልዐን፡ ማይ እውን ኣይሰተየን።+ ንሱ* ኸኣ ኣብተን ጽላት እተን ቃላት ኪዳን፡ እተን ዓሰርተ ትእዛዛት* ጸሓፈ።+ ዘዳግም 9:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ነተን ጽላት እምኒ፡ ማለት ጽላት እቲ የሆዋ ምሳኻትኩም ዝኣተዎ ኺዳን፡+ ክቕበል ናብቲ ኸረን ምስ ደየብኩ፡+ ኣብቲ ኸረን እንጌራ ኸይበላዕኩን ማይ ከይሰተኹን 40 መዓልትን 40 ለይትን ጸናሕኩ።+ ዘዳግም 31:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “ነዛ መጽሓፍ ሕጊ እዚኣ ወሲድኩም፡+ ኣብ ጐድኒ ታቦት ኪዳን የሆዋ ኣምላኽኩም ኣንብርዋ፣+ ኣብኡ ኸኣ ንምስክር ትኹንካ።
28 ንሱ ድማ ኣብኡ ምስ የሆዋ 40 መዓልትን 40 ለይትን ገበረ። እንጌራ ኣይበልዐን፡ ማይ እውን ኣይሰተየን።+ ንሱ* ኸኣ ኣብተን ጽላት እተን ቃላት ኪዳን፡ እተን ዓሰርተ ትእዛዛት* ጸሓፈ።+
9 ነተን ጽላት እምኒ፡ ማለት ጽላት እቲ የሆዋ ምሳኻትኩም ዝኣተዎ ኺዳን፡+ ክቕበል ናብቲ ኸረን ምስ ደየብኩ፡+ ኣብቲ ኸረን እንጌራ ኸይበላዕኩን ማይ ከይሰተኹን 40 መዓልትን 40 ለይትን ጸናሕኩ።+