ዳንኤል 6:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ዳንኤል እቲ ትእዛዝ ከም እተኸተመ ምስ ፈለጠ ግና፡ ናብታ ናብ የሩሳሌም ኣቢለን እተኸፍታ መሳዅቲ ደርቢ ዘለዋ ቤቱ ኸደ።+ ከምቲ ቕድሚ እዚ ብስሩዕ ዚገብሮ ዝነበረ ኸኣ፡ ኣብ መዓልቲ ሰለስተ ሳዕ ኣብ ቅድሚ ኣምላኹ ብብርኩ ተምበርኪኹ ጸለየን ወደሰን። 1 ጴጥሮስ 3:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ምኽንያቱ፡ ኣዒንቲ የሆዋ* ናብ ጻድቃን፡ ኣእዛኑ እውን ንምህለላኦም ይሰምዓ እየን፣+ ገጽ የሆዋ* ግና ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።”+
10 ዳንኤል እቲ ትእዛዝ ከም እተኸተመ ምስ ፈለጠ ግና፡ ናብታ ናብ የሩሳሌም ኣቢለን እተኸፍታ መሳዅቲ ደርቢ ዘለዋ ቤቱ ኸደ።+ ከምቲ ቕድሚ እዚ ብስሩዕ ዚገብሮ ዝነበረ ኸኣ፡ ኣብ መዓልቲ ሰለስተ ሳዕ ኣብ ቅድሚ ኣምላኹ ብብርኩ ተምበርኪኹ ጸለየን ወደሰን።