መዝሙር 34:12-16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ካባኻትኩምሲ ብህይወት ባህ ዚብሎ፡ጽቡቕ መዓልትታት እውን ኪርኢ ዚፈቱ ሰብ መን እዩ፧+ נ [ኑን] 13 እምበኣር፡ ልሳንካ ኻብ ክፉእ፡+ከናፍርካ ኸኣ ምትላል ካብ ምዝራብ ሓሉ።+ ס [ሳሜኽ] 14 ካብ ክፉእ ርሓቕ፡ ሰናይ ድማ ግበር፣+ንሰላም ድለያ፡ ስዓባ እውን።+ ע [ዓይን] 15 ኣዒንቲ የሆዋ ናብ ጻድቃን፡+ኣእዛኑ ኸኣ ንኣውያቶም ይሰምዓ እየን።+ פ [ፌ] 16 ንመዘከርታኦም ካብ ምድሪ ምእንቲ ኺድምስሶ ግና፡ገጽ የሆዋ ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።+
12 ካባኻትኩምሲ ብህይወት ባህ ዚብሎ፡ጽቡቕ መዓልትታት እውን ኪርኢ ዚፈቱ ሰብ መን እዩ፧+ נ [ኑን] 13 እምበኣር፡ ልሳንካ ኻብ ክፉእ፡+ከናፍርካ ኸኣ ምትላል ካብ ምዝራብ ሓሉ።+ ס [ሳሜኽ] 14 ካብ ክፉእ ርሓቕ፡ ሰናይ ድማ ግበር፣+ንሰላም ድለያ፡ ስዓባ እውን።+ ע [ዓይን] 15 ኣዒንቲ የሆዋ ናብ ጻድቃን፡+ኣእዛኑ ኸኣ ንኣውያቶም ይሰምዓ እየን።+ פ [ፌ] 16 ንመዘከርታኦም ካብ ምድሪ ምእንቲ ኺድምስሶ ግና፡ገጽ የሆዋ ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።+