-
1 ነገስት 8:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 ሕጂ ኸኣ፡ ኦ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ ነቲ ንጊልያኻ ንኣቦይ ዳዊት፡ ‘ደቅኻ፡ ከምቲ ንስኻ ኣብ ቅድመይ እተመላለስካዮ ጥራይ ብምምልላስ ንመገዶም እንተ ተጠንቂቖም፡ ካባኻ ኣብ ቅድመይ ኣብ ዝፋን እስራኤል ዚቕመጥ ሰብ ከቶ ኣይኬቋርጽን እዩ’ ኢልካ ዘተስፎኻዮ ሓልዎ።+
-
-
መዝሙር 132:11, 12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 የሆዋ ንዳዊት ምሒሉሉ እዩ፣
ብርግጽ ድማ ቃሉ ኣይኪዓጽፍን እዩ።
-