-
መክብብ 4:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ከም ብሓድሽ ከኣ ኣብ ኵሉ እቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ጭቈና ኣተኰርኩ። ንብዓት እቶም ጭቁናት ድማ ረኣኹ፣ ዜጸናንዖም እውን ሓደ እኳ ኣይነበረን።+ እቶም ጨቈንቶም ከኣ ሓይሊ ነበሮም፣ ዜጸናንዖም እውን ሓደ እኳ ኣይነበረን።