2 ሳሙኤል 3:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 እዚ ኣብ ልዕሊ ርእሲ ዮኣብን+ ኣብ ልዕሊ ብዘላ ቤት ኣቦኡን ይመለስ። ኣብ ቤት ዮኣብ ፈሳሲ ዚክዓዎ፡+ ወይ ድዉይ፡+ ወይ መፍተል ዚፈትል፡* ወይ ብሰይፊ ዚወድቕ፡ ወይ እንጌራ ዚስእን ሰብ ኣይሰኣን!”+ በለ።
29 እዚ ኣብ ልዕሊ ርእሲ ዮኣብን+ ኣብ ልዕሊ ብዘላ ቤት ኣቦኡን ይመለስ። ኣብ ቤት ዮኣብ ፈሳሲ ዚክዓዎ፡+ ወይ ድዉይ፡+ ወይ መፍተል ዚፈትል፡* ወይ ብሰይፊ ዚወድቕ፡ ወይ እንጌራ ዚስእን ሰብ ኣይሰኣን!”+ በለ።