ዘዳግም 32:39 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ሕጂ ርኣዩ፡ ኣነ፡ ኣነ ንሱ እየ፡+ብዘይካይ ድማ ኣማልኽቲ የለዉን።+ ኣነ እቐትል፡ ህያው ከኣ እገብር።+ ኣነ አቝስል፡+ አሕዊ ድማ፣+ካብ ኢደይ ኬናግፍ ዚኽእል ከኣ የልቦን።+
39 ሕጂ ርኣዩ፡ ኣነ፡ ኣነ ንሱ እየ፡+ብዘይካይ ድማ ኣማልኽቲ የለዉን።+ ኣነ እቐትል፡ ህያው ከኣ እገብር።+ ኣነ አቝስል፡+ አሕዊ ድማ፣+ካብ ኢደይ ኬናግፍ ዚኽእል ከኣ የልቦን።+