ኤርምያስ 31:38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 38 “እንሆ፡ እዛ ኸተማ ኻብ ግምቢ ሓናንኤል+ ክሳብ ኣፍ ደገ መኣዝን+ ንየሆዋ እትህነጸለን+ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ” ይብል የሆዋ። ዘካርያስ 14:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “ብዘላ እታ ምድሪ፡ ካብ ጌባዕ+ ክሳብ ሪሞን+ ደቡብ የሩሳሌም፡ ከም ዓራባ+ ኽትከውን እያ፣ ንሳ ኸኣ ኣብ ቦታኣ ኽትትንስእ፡ ካብ ኣፍ ደገ ብንያም+ ክሳብ ቦታ እታ ቐዳመይቲ ኣፍ ደገ፡ ክሳብ ኣፍ ደገ መኣዝን፡ ካብ ግምቢ ሓናንኤል+ ክሳብ መጽመቝ ወይኒ* ንጉስ እውን ነባሪ ኺህልዋ እዩ።+
10 “ብዘላ እታ ምድሪ፡ ካብ ጌባዕ+ ክሳብ ሪሞን+ ደቡብ የሩሳሌም፡ ከም ዓራባ+ ኽትከውን እያ፣ ንሳ ኸኣ ኣብ ቦታኣ ኽትትንስእ፡ ካብ ኣፍ ደገ ብንያም+ ክሳብ ቦታ እታ ቐዳመይቲ ኣፍ ደገ፡ ክሳብ ኣፍ ደገ መኣዝን፡ ካብ ግምቢ ሓናንኤል+ ክሳብ መጽመቝ ወይኒ* ንጉስ እውን ነባሪ ኺህልዋ እዩ።+