2 ነገስት 1:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ከምቲ ኤልያስ እተዛረቦ ቓል የሆዋ ድማ ሞተ። ወዲ ስለ ዘይነበሮ ኸኣ፡ ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዮራም+ ወዲ ዮሳፋጥ ንጉስ ይሁዳ፡ ኣብ ክንዳኡ ዮራም*+ ነገሰ።
17 ከምቲ ኤልያስ እተዛረቦ ቓል የሆዋ ድማ ሞተ። ወዲ ስለ ዘይነበሮ ኸኣ፡ ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዮራም+ ወዲ ዮሳፋጥ ንጉስ ይሁዳ፡ ኣብ ክንዳኡ ዮራም*+ ነገሰ።