ኢሳይያስ 31:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 እቶም ረድኤት ደልዮም ናብ ግብጺ ዚወርዱ፡+ኣብ ኣፍራስ ዚውከሉ፡+ብዙሓት ብምዃነን ኣብ ሰረገላታት፡ሓያላት ብምዃኖም ከኣ ኣብ ኣፍራስ ውግእ* ዚእመኑ፡ ወይለኦም። ናብቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ግና ኣይጥምቱን፡ንየሆዋ ድማ ኣይደልይዎን።
31 እቶም ረድኤት ደልዮም ናብ ግብጺ ዚወርዱ፡+ኣብ ኣፍራስ ዚውከሉ፡+ብዙሓት ብምዃነን ኣብ ሰረገላታት፡ሓያላት ብምዃኖም ከኣ ኣብ ኣፍራስ ውግእ* ዚእመኑ፡ ወይለኦም። ናብቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ግና ኣይጥምቱን፡ንየሆዋ ድማ ኣይደልይዎን።