ኢሳይያስ 30:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብ ትሕቲ ዕቝባ* ፈርኦን ኬጽልሉ፡ኣብ ትሕቲ ጽላል ግብጺ ድማ ኪጽግዑ ኢሎም፡ከየማኸሩኒ*+ ናብ ግብጺ ይወርዱ!+