2 ነገስት 17:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ናይ ቀደም ሃይማኖቶም* ይስዕቡ ኣለዉ። ዋላ ሓዲኦም ንየሆዋ ኣየምለኽዎን፣* ዋላ ሓዲኦም ከኣ ስርዓታቱን ፍርድታቱን እቲ የሆዋ ንደቂ እቲ እስራኤል ኢሉ ስሙ ዝለወጠሉ ያእቆብ+ ዝሃቦም ሕግን ትእዛዝን ኣይሰዓቡን።
34 ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ናይ ቀደም ሃይማኖቶም* ይስዕቡ ኣለዉ። ዋላ ሓዲኦም ንየሆዋ ኣየምለኽዎን፣* ዋላ ሓዲኦም ከኣ ስርዓታቱን ፍርድታቱን እቲ የሆዋ ንደቂ እቲ እስራኤል ኢሉ ስሙ ዝለወጠሉ ያእቆብ+ ዝሃቦም ሕግን ትእዛዝን ኣይሰዓቡን።