ዘዳግም 7:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “ከምዚ ደኣ ግበርዎም፦ መሰውኢታቶም ኣፍርሱ፡ ሓወልትታት ኣምልኾኦም ሰባብሩ፡+ ኣዕኑድ ኣምልኾኦም* ቍረጹ፡+ ቅሩጽ ምስልታቶም ከኣ ኣንድዱ።+ ዘዳግም 12:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 መሰውኢታቶም ኣፍርሱ፡ ሓወልትታት ኣምልኾኦም ሰባብሩ፡+ ኣዕኑድ ኣምልኾኦም* ብሓዊ ኣንድዱ፡ ቅሩጽ ምስልታት ኣማልኽቶም ቍረጹ፡+ ስማቶም ድማ ካብቲ ቦታ እቲ ኣጥፍኡ።+ 2 ዜና መዋእል 31:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 እዚ ዅሉ ምስ ተወድአ፡ ኵሎም እቶም ኣብኡ እተረኽቡ እስራኤላውያን ናብ ከተማታት ይሁዳ ወጺኦም፡ ሓወልትታት ኣምልኾ ሰባበሩ፡+ ኣዕኑድ ኣምልኾ* ቘረጹ፡+ ኣብ ብዘሎ ይሁዳን ብንያምን ኤፍሬምን ምናሴን+ ድማ ጠሪሶም ክሳዕ ዜጥፍእዎ በረኽትን መሰውኢታትን ኣፍረሱ።+ ድሕሪኡ፡ ኵሎም እስራኤላውያን ናብ ከተማታቶም ተመልሱ፣ ነፍሲ ወከፍ ከኣ ነናብ ርስቱ ተመልሰ።
3 መሰውኢታቶም ኣፍርሱ፡ ሓወልትታት ኣምልኾኦም ሰባብሩ፡+ ኣዕኑድ ኣምልኾኦም* ብሓዊ ኣንድዱ፡ ቅሩጽ ምስልታት ኣማልኽቶም ቍረጹ፡+ ስማቶም ድማ ካብቲ ቦታ እቲ ኣጥፍኡ።+
31 እዚ ዅሉ ምስ ተወድአ፡ ኵሎም እቶም ኣብኡ እተረኽቡ እስራኤላውያን ናብ ከተማታት ይሁዳ ወጺኦም፡ ሓወልትታት ኣምልኾ ሰባበሩ፡+ ኣዕኑድ ኣምልኾ* ቘረጹ፡+ ኣብ ብዘሎ ይሁዳን ብንያምን ኤፍሬምን ምናሴን+ ድማ ጠሪሶም ክሳዕ ዜጥፍእዎ በረኽትን መሰውኢታትን ኣፍረሱ።+ ድሕሪኡ፡ ኵሎም እስራኤላውያን ናብ ከተማታቶም ተመልሱ፣ ነፍሲ ወከፍ ከኣ ነናብ ርስቱ ተመልሰ።