2 ነገስት 18:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንጉስ ኣሶር ከኣ ንታርታንን* ንራብሳሪስን* ንራብሳቀን* ምስ ብዙሕ ሰራዊት ገይሩ ኻብ ላኪሽ+ ናብቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረ ንጉስ ህዝቅያስ ሰደዶም።+ ናብ የሩሳሌም ደዪቦም ድማ፡ ኣብ ጥቓ እቲ ኣብ ጐደና ግራት ሓጻባይ ዘሎ መትረብ ላዕለዋይ ሓጽቢ ቘሙ።+
17 ንጉስ ኣሶር ከኣ ንታርታንን* ንራብሳሪስን* ንራብሳቀን* ምስ ብዙሕ ሰራዊት ገይሩ ኻብ ላኪሽ+ ናብቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረ ንጉስ ህዝቅያስ ሰደዶም።+ ናብ የሩሳሌም ደዪቦም ድማ፡ ኣብ ጥቓ እቲ ኣብ ጐደና ግራት ሓጻባይ ዘሎ መትረብ ላዕለዋይ ሓጽቢ ቘሙ።+