-
2 ነገስት 3:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ንጉስ እስራኤል ድማ ምስ ንጉስ ይሁዳን ምስ ንጉስ ኤዶምን+ ነቐለ። ሸውዓተ መዓልቲ ኣብ መገዲ ምስ ዞሩ ኸኣ፡ ነቲ ሰራዊትን ነተን ዚስዕባኦም ዝነበራ እንስሳ ዘቤትን ማይ ሰኣኑ።