2 ነገስት 25:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ኣብ መበል 37 ዓመት ምርኮ ዮያኪን+ ንጉስ ይሁዳ፡ ኣብ መበል 12 ወርሒ፡ ኣብ መበል 27 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ኤዊል-መሮዳክ ንጉስ ባቢሎን ኣብታ ዝነገሰላ ዓመት ንዮያኪን ንጉስ ይሁዳ ኻብ ቤት ማእሰርቲ ፈትሖ።*+ 1 ዜና መዋእል 3:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ደቂ የኮንያ እቲ እሱር፡ ሸኣልቲኤልን
27 ኣብ መበል 37 ዓመት ምርኮ ዮያኪን+ ንጉስ ይሁዳ፡ ኣብ መበል 12 ወርሒ፡ ኣብ መበል 27 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ኤዊል-መሮዳክ ንጉስ ባቢሎን ኣብታ ዝነገሰላ ዓመት ንዮያኪን ንጉስ ይሁዳ ኻብ ቤት ማእሰርቲ ፈትሖ።*+