1 ዜና መዋእል 25:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ዳዊትን ኣሕሉቕ እቶም ጕጅለታት ኣገልግሎትን ከኣ ንገለ ኻብ ደቂ ኣሳፍን ሄማንን የዱቱንን፡+ ብመሰንቆን* ብበገናን+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተነበዩ ኼገልግሉ ፈለይዎም። ዝርዝር እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ሓላፍነት ዝነበሮም ሰባት እዚ እዩ፦ 1 ዜና መዋእል 25:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ካብ የዱቱን፡+ ደቂ የዱቱን፦ ገዳልያን ጸሪን የሻዕያን ሺምዒን ሓሻብያን ማቲትያን፡+ ሽዱሽተ፣ እዚኣቶም ኣብ ትሕቲ መሪሕነት እቲ ንየሆዋ እናኣመስገነን እናወደሰን ብመሰንቆ ዚንበ ዝነበረ ኣቦኦም የዱቱን ነበሩ።+
25 ዳዊትን ኣሕሉቕ እቶም ጕጅለታት ኣገልግሎትን ከኣ ንገለ ኻብ ደቂ ኣሳፍን ሄማንን የዱቱንን፡+ ብመሰንቆን* ብበገናን+ ብጸናጽል ሸሓንን+ እናተነበዩ ኼገልግሉ ፈለይዎም። ዝርዝር እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ሓላፍነት ዝነበሮም ሰባት እዚ እዩ፦
3 ካብ የዱቱን፡+ ደቂ የዱቱን፦ ገዳልያን ጸሪን የሻዕያን ሺምዒን ሓሻብያን ማቲትያን፡+ ሽዱሽተ፣ እዚኣቶም ኣብ ትሕቲ መሪሕነት እቲ ንየሆዋ እናኣመስገነን እናወደሰን ብመሰንቆ ዚንበ ዝነበረ ኣቦኦም የዱቱን ነበሩ።+