1 ሳሙኤል 18:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ዳዊት ድማ ኣብ ኵሉ ዚገብሮ ይሰልጦ* ነበረ፡+ የሆዋ እውን ምስኡ ነበረ።+ 2 ሳሙኤል 8:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ዳዊት ድማ ኣብ ሶርያ ናይ ደማስቆ ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ፣ ሶርያውያን ከኣ ንዳዊት ገላዉኡ ዀይኖም ግብሪ ኣምጽኡሉ። የሆዋ ድማ ንዳዊት ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ዓወት* ሃቦ።+
6 ዳዊት ድማ ኣብ ሶርያ ናይ ደማስቆ ዝዓረደ ሰራዊት ኣንበረ፣ ሶርያውያን ከኣ ንዳዊት ገላዉኡ ዀይኖም ግብሪ ኣምጽኡሉ። የሆዋ ድማ ንዳዊት ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ዓወት* ሃቦ።+