መዝሙር 89:35, 36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ብቕድስናይ ሓንሳእ ንሓዋሩ ምሒለ እየ፣ንዳዊት ኣይክሕስዎን እየ።+ 36 ዘርኡ ንዘለኣለም ኪነብር፡+ዝፋኑ እውን ከም ጸሓይ ኣብ ቅድመይ ኪነብር እዩ።+