2 ሳሙኤል 7:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ቤትካን መንግስትኻን ድማ ንዘለኣለም ኣብ ቅድሜኻ ኺጸንዓ እየን፣ ዝፋንካ እውን ንዘለኣለም ኪጸንዕ እዩ።”’”+ 17 ናታን ከኣ ንዳዊት፡ ኵሉ እዚ ቓላት እዝን ብምሉኡ እዚ ራእይ እዝን ነገሮ።+ መዝሙር 72:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስሙ ንዘለኣለም ይንበር፣+ጸሓይ ክሳዕ ዘላ ድማ ይግነን። ሰባት ብእኡ በረኸት ይርከቡ፣*+ኵሎም ኣህዛብ ከኣ ሕጉስ ይበልዎ። ኢሳይያስ 11:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ካብ ጕርማጽ እሴይ፡+ ውልዶ ኺበቍል፡+ካብ ሱሩ ዝወጸ ብቋል+ ድማ ፍረ ኼፍሪ እዩ። ኤርምያስ 23:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ብቋል*+ ዘተንስኣሉ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ፡” ይብል የሆዋ። “ንጉስ ድማ ኪነግስ፡+ ኣብታ ምድሪ ኸኣ ልቦና ኺገብር፡ ፍትሕን ጽድቅን እውን ኬውጽእ እዩ።+ ዮሃንስ 12:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ሽዑ፡ እቶም ህዝቢ፡ “ንሕናስ ክርስቶስ ንዘለኣለም ከም ዚነብር ደኣ ኻብ ሕጊ ሰሚዕና ኔርና።+ ከመይ ኢልካ ደኣ ኢኻ፡ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግብኦ እትብል ዘለኻ፧+ እዚ ወዲ ሰብ እዚኸ መን እዩ፧” ኢሎም መለሱሉ። ራእይ 22:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “‘ኣነ የሱስ፡ ምእንቲ እተን ጉባኤታት ነዚ ነገር እዚ ኺምስክረልኩም ኢለ፡ ንመልኣኸይ ሰዲደዮ እየ። ኣነ ሱርን ዘርእን ዳዊት፡+ እቲ ብሩህ ኰዀብ ጽባሕ እየ።’”+
16 ቤትካን መንግስትኻን ድማ ንዘለኣለም ኣብ ቅድሜኻ ኺጸንዓ እየን፣ ዝፋንካ እውን ንዘለኣለም ኪጸንዕ እዩ።”’”+ 17 ናታን ከኣ ንዳዊት፡ ኵሉ እዚ ቓላት እዝን ብምሉኡ እዚ ራእይ እዝን ነገሮ።+
5 “እንሆ፡ ንዳዊት ጻድቕ ብቋል*+ ዘተንስኣሉ መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ፡” ይብል የሆዋ። “ንጉስ ድማ ኪነግስ፡+ ኣብታ ምድሪ ኸኣ ልቦና ኺገብር፡ ፍትሕን ጽድቅን እውን ኬውጽእ እዩ።+
34 ሽዑ፡ እቶም ህዝቢ፡ “ንሕናስ ክርስቶስ ንዘለኣለም ከም ዚነብር ደኣ ኻብ ሕጊ ሰሚዕና ኔርና።+ ከመይ ኢልካ ደኣ ኢኻ፡ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግብኦ እትብል ዘለኻ፧+ እዚ ወዲ ሰብ እዚኸ መን እዩ፧” ኢሎም መለሱሉ።
16 “‘ኣነ የሱስ፡ ምእንቲ እተን ጉባኤታት ነዚ ነገር እዚ ኺምስክረልኩም ኢለ፡ ንመልኣኸይ ሰዲደዮ እየ። ኣነ ሱርን ዘርእን ዳዊት፡+ እቲ ብሩህ ኰዀብ ጽባሕ እየ።’”+