-
ዘዳግም 4:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 ኣዒንትኻ ናብ ሰማያት ኣልዒልካ ጸሓይን ወርሕን ከዋኽብትን፡ ኰታስ ኵሎም ሰራዊት ሰማያት ምስ ረኣኻ፡ ኣይትስሓት፡ ኣይትስገደሎም፡ ኣይተገልግሎም እውን።+ የሆዋ ኣምላኽካ ኣብ ትሕቲ ሰማያት ንዘለዉ ዅሎም ህዝብታት ዝሃቦም እዮም።
-
-
2 ነገስት 23:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ነቶም ነገስታት ይሁዳ ኣብ ከተማታት ይሁዳን ኣብ ከባቢ የሩሳሌምን ዘሎ በረኽቲ ኺዓጥኑ ዝሸምዎም ካህናት ጓኖት ኣማልኽትን ነቶም ንበዓልን ንጸሓይን ንወርሕን ንጭፍራታት ከዋኽብቲ መናዝልን ንዅሉ ሰራዊት ሰማያትን ዚዓጥኑ ዝነበሩን ካብ ሽመቶም ሰዓሮም።+
-